ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ደስ ዘይበሎም ብወገን ኢራን ዝቐረበ ነጥቢ ድርድር… mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፤ ኢራን ነቲ ንኽልተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ኲናት ንምቁራፅ ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ ሕጉስ ኣይኮንኩን ኢሎም፡፡ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ እቲ ኩናት ደው ክሳብ ዝብል ድርድር ኒውክሌር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቅረብቲ መድሓኒት "ዓለም ለኸ ስልታዊ ምሕዝነት ንዘተኣማምን ምትእስሳር ቀረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስኖ ሕርሻ ብምግብ ርእስና ንምኽኣል ዝፀንዐ መሰረት ዘንበርናሉ ምዕራፍ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መስኖ ሕርሻ ሓጋይ፤ ብምግቢ ርእስና ንምኽኣል ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ፅኑዕ መሰረትን ዘንበርናሉ ምዕራፍ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሕርሻ መስኖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ወፃኢ 1 ሺሕን 452 ኣቢያተ ትምህርቲ ክህነፁ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ 1 ሺሕን 452 ቅድመ ስሩዕ ኣቢያተ ትምህርቲ ክህነፁ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፤ እቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ክልላት ብምትሕብባር ኣብ ኩለን…
ቢዝነስ ቢሊየን ዶላራት ዘድሐነ ምንቅስቓስ… mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ኦኮኖሚ ብምክታል ሉኣላውነታ ንምዕዋት ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ትርከብ። በዙይ እውን ብፍላይ ሉኣላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምህርቲ ሓጋይ ስርናይ ኣብ ምፍላጥ ኣብ ስርናይ ዓርሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኢንዱስትሪ ስግግር ሉኣላዊነት ሃገር ብዘላቒነት እነረጋግፀሉ ወሳኒ ወሳኒ ዓንዲ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኢንዱስትሪ ስግግር ብቁፅሪ ካብ ዝግለፅ ኢኮኖሚ ንላዕሊ ድልየት ሃገራዊ ሉኣላዊነት ብዘላቒነት እነረጋግፀሉ ወሳኒ ወሳኒ ዓንዲ እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብቕብሪ ተቐቢልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሃገር መድሓኒት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ምድንፋዕ… Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ንምፍራይ መመሓየሺታት ፖሊሲ ካብ ምግባር ጀሚሩ ነቲ ዓውዲ ልዑል ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ በዚ ድማ ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናውቲ መገልገሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘትዮም mizan mekonen Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዓይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሞዛምቢክ ኢ ክርስቲያቮ አርቱር ቹሜ ተመያይጠን፡፡ ኣብ ዘትአን ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ብሓባር ክሰርሓሉ ዝኽእላ ጉዳያት ዘተ ኣካይደን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘኽእላ ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ንኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝተገበረ 7ይ ዙር…