Fana: At a Speed of Life!

መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ኣክራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ጋና ኣክራ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ሓላፊ ሚኒስትር ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)ን እናተሳተፉ ይርከቡ።

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ዝካየድ ጉባኤ ፓርቲታት ኣፍሪካ፤ ዞባዊ ምትእስሳር፣ ሰላምን ፀፅታን፣ ኩለመዳይ ምምሕዳር፣ ዘላቒ ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ግደ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ ኣህጉራዊ ልምዓት ዝጠመቱ ኣጀንዳታት ክዝቲ ኢዩ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.