ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈቶምን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃነት መኣዲ ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈቶምን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃናት መኣዲ ኣካፊሎም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንግሆ ንዝመፅእ በዓል ፋሲካ ኣብ ትሑት እቶት ዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃናትን መኣዲ ኣካፊሎም።