Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ።

ተኸተልቲ እምነት እስልምና፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተወጊኖም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.