Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ተዓዛቢ ኢጋድ ኣብ ከተማ ጅማ ምድላው ቅድመ ትዕዝብቲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ተዓዛብቲ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ክልል መረፃ ከተማ ጅማ ብምርካብ ከይዲታት ቅድመ ምድላው ተዓዚቡ፡፡

እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ቅድመ ምድላዋቱ ብፅቡቕ ኩነታት እናተወገነ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ ክብሉ ሓላፊ ክልል መረፃ ከተማ ጅማ ነብያት ኣብርሃም ኣፍሊጦም።

ልዕሊ 54 ሚሊየን ዜጋታት ድምፂ ዝህቡሉ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፅባሕ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ፡፡

ብኣቤንኤዘር ታየ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.