Fana: At a Speed of Life!

ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ኢና – ነበርቲ ከተማ ከሚሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም ነበርቲ ከተማ ከሚሴ።

እታ ዕለት ኣብ ጉዳይ ሃገርና ድምፂ እንህበሉ ብምዃኑ ብሃንቀውታ እናተፀበነያ ነይርና ዝበሉ ነበርቲ እታ ከተማ፥ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምፆም ይጥቕመና ንዝበሉዎ ሕፁይ ንመሃብ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣብሪሆም።

ብኣማረ ደገፋው

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.