ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ካብ መጀመሪያ ክሳብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ሓፈሻዊ መረፃታት ብመራፅነት ዝተሳተፉ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ኣይተ እንድሪያስ ፉንጋ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምራፅ ተሰናዲኦም፡፡
ኣብ ዞባ ወላይታ ነባሪ ከተማ ሻንቶ ዝኾኑ ኣይተ እንድሪያስ ኣብ መረፃ ብንቕሓት ምስታፍ ብንቕሓት ምስታፍ ዴሞክራሲያዊ መሰል ምጥቃምን ምስልጣንን ከምዝኾነ ይገልፁ፡፡
ንኩለመዳያዊ ረብሓ እታ ሃገር ዝጠቅም ፓርቲ ንምምራፅ ከምዝተሰባድኡ ብምግላፅ፥ ካርድ መረፃ ዝወሰዱ ኣብቲ መረፃ ብንቕሓት ብምስታፍ ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ብግቡእ ንኽጥቀሙ ፀዊዖም።
ብማቴዎስ ፈለቀ