ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም።
7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንግሆ ሰዓት 12:00 ጀሚሩ ኣብ ምክያድ እንትኾን፤ ነበርቲ ከተማ ባህርዳር እውን ኣብ 164 ጣቢያታት መረፃ ድምፆም ይህቡ ኣለዉ።