ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅማ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ የካይዱ ኣለዉ። ነበርቲ እታ ከተማ ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ብዕቱብ ብምውፃእ፤ ሓምለዋይ ኣሰሮም እናንበሩ ይርከቡ። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ዓመተ 2018 "ተስፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንሰርሖ ዘለና ስራሕ ንኢትዮጵያ ብሓምላይ ምልባስ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እቲ እንሰርሖ ዘለና ስራሕ ንኢትዮጵያ ብሓምላይ ምልባስ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ጎስጓስ ተኸላ 800 ሚልየን ፈልስታት ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ብምስታፍ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን የጎልብት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን የጎልብት ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተተኽሉ ፈልሲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥበብን ሓምለዋይ ኣሰርን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድሪ ሓምለዋይ ክትለብስ ምግባር፣ ተፈጥሮ ምክንኻንን ከባቢ ምሕላውን ናይ ሓደ እዋን ተግባር ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ወለዶታት ታሪኻዊ ሓላፍነት እዩ። ሎሚ እንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ህይወት ይሃንፅ፤ እንሕልዎ ተፈጥሮ ድማ ዕጫ ደቅና ይውስን። በዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክትዕ ናብ ሓባራዊ ታሪኽ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፡ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከም ሃገር ብሉኣላውነታ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዝበፀሐት ብዋዛ ዘይኮነስ፤ ኣብ ዘበናት ዘጋጠማ ዝተሓላለኹ ፈተናታት ብጥበብን ብፅንዓትን ህዝባን ምዃኑ ታሪኽ ብግልፂ የዘኻኽረና። ደቃ ኣብ ዓድዋ ዝተጎናፀፉዎ ዓብዪ ዓወት ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓምለዋይ ኣሰር ዝዓረቐ መሬት ዳግም ይሓዊ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ናብ 23 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ክዓቢ ገይሩዎ ኣሎ። ኣብ ሓደ እዋን ኢትዮጵያ ልዕሊ 40 ሚኢታዊ ሽፋን ደኒ ከም ዝነበራ ይንገር። ኣብቲ እዋን ብዝነበረ ዘላቒ ዘይኮነ ኣጠቓቕማ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲን መሬትን፤ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ናብ 3 ሚኢታዊ ወሪዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣቡ ዳቢ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ትልሚ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ከተማ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዝኾነት ኣቡ ዳቢ ኣብ በረኻማ ከባቢታታ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝሓሰበት ኣፍሊጣ፡፡ ብሰብ ስራሕ ብልሒ ኤኣይ ብምሕጋዝ ዝውገን ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ተኸላ ፈለስ ኣቡ ዳቢ በረኻ ዝኾኑ ቦታታት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዘተ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ወሳኒ እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ እናተሳተፉ ዝርከቡ ኣባላት ዳያስፖራ እቲ ዘተ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምምሕልላፍ ወሳኒ እዩ ኢሎም። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፤ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈልሲ፣ ክረምቲን ኢትዮጵያውያንን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ክረምቲ ካብ ሰነ ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝፀንሕ እዋን ኮይኑ፤ ምድሪ ዘለምልም፣ ዝዓረቐ ዝደረቐን ኣኽራንን ሜዳን ብሓምለዋይ ዝሽፍንን ንህይወትን ሓዱሽ ምስሊን ዝህብ ዘደንቕ ህያብ ተፈጥሮ እዩ። እዚ እዋን ዝናብ ሓረስቶት ጥራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምሓራን ኦሮሞን ብዘበናት ዝተረጋገፀ ጥንኩር ሓድነት ዝፈጠሩ ህዝብታት እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢታት ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ነዊሕ ዘበናት ጥንኩር ሓድነትን ምትእስሳርን ዝፈጠሩ ህዝብታት ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን (ኣሚኮ) ብዛዕባ ታሪኻዊ ምትእስሳር ህዝቢ…