ቢዝነስ ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ልዑል ምንቕቓሕ ዝፈጠረ ቃላይ ንጋት Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብህንፀት ኣብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ሰብ ስራሕ ቃላይ ንጋት አብ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ልዑል ምንቕቓሕ ፈጢሩ ኣሎ። ምክትል ሓላፊ ዘፈር ሃፍቲ እንስሳትን ዓሳን ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ብርሃኑ ኢትቻ (ዶ/ር) ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስብእና መናእሰይ ዝሃንፅ ስልጠና “ሰናይ ምግባር ንሕብረት” … Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘላቒ ሰላም ጋህዲ ንምግባር ኣብ መናእሰይ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ ኣብ መበል 14 ዙር ስልጠና ‘ሰናይ ምግባር ንሕብረት’ ዝወሰዱ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን÷ ኢትዮጵያ ምስ ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሲዲሲ ኣፍሪካን ፓን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብሓደጋ ምሕምሻሽ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኬንታኪ ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ዩፒኤስ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ፡፡ የእታ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሉዊስቪል ሙሓመድ ዓሊ ምብራር ምስጀመረት ድሕሪ ሒደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓ ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ በኬ ዶሀሴ-ፓሪስ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ጠሚጦም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ዑደት እናገበሩሉ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ሮኬታት ተኲሳ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ክልቲአን ኮርያታት ኣብ ዘዋስን ከባቢ ዑደት እናገበሩ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ሮኬታት ተኲሳ። ሰሜን ኮሪያ ኣብዚ ሰሙን ብዙሕ መወንጨፊ ሮኬት ስርዓታ ናብ 10 ዝፅግዑ ሮኬታት ምትኳ ጦር ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዘፈር ዝርገሐ ማእኸላይ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምነት፤ ኣመራርሓ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን (ኢ ዲ ኤፍ) ከቲሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ተወካሊ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚን ፈረንሳይ ኒኮላስ ፎሪሲየር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ምዕባይን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 241 ተሳፈርቲ ካብ ዝሞቱሉ ሓደጋ ኣውሮፕላን ይትረፍ እምበር ካብ ስቓይ ዘይደሓነ ራሜሽ… Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መገደኛታትን ሰራሕተኛታት በረራን ሓዊሱ 242 ሰባት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 241 ዝኾነ ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ ይዝከር፡፡ ካብቲ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ብህይወት ዝተረፈ ወዲ 39 ዓመት ቪስዋሽኩመር ራሜሽ፥ ተኣምር ከምዝኾነ…