ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ካካዎ ዝለዓለ ውፅኢት ንምምፃእ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ካካዎ ዝለዓለ ውፅኢት ንምምፃእ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዋ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ካካዎ ዝለዓለ ውፅኢት ንምምፃእ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዋ ኢሉ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሳ ኢትዮጵያ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ንጉሴ ደቻሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ድሌትን ረብሓን ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ድሌትን ረብሓን ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳን ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 5ይ ዓመት ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 5ይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። እቲ ዕለት ኣቢሾፍቱ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ "ኣይድገምን፤ ኣይንርሰዖን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተዘከረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቅድሚ…
ስፓርት ኣርሰናል እንትትዕወት ማንቸስተር ዩናይትድ ነጥቢ ተማቒላ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንሰንደርንድ 2 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዮኬሬሽን ራይስን ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝገቦምወን፡፡ ነዚ ስዒቡ ኣርሰናል ብሸውዓተ ነጥቢ ኣፈላላይ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ብምልዋጥ ዝተማለአ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዝዓለመ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ንምህናፅ ልምዓት ኮሪደር ካብ ኣዲስ ኣበባ ብምጅማር ኣብ ኩለን ክልላት ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ፡፡ እዚ ልምዓት ኮሪደር ኩለመዳይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ፡፡ ካልኦት ከተማታት እውን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና – ኣመራርሓ ፓርቲ ስምረት Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት)ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና ኢሎም። እቲ ፓርቲ ኣብ ሻውዓይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣባል ቤት ምኽሪ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ምሸት 12:00 መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ተርፍ ሙር ምስ በርንሌይ ክትፃወት ኢያ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 21 ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 21 ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን (ET-BCE) ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን ምርካቡ ንመገደኛታት ዝህቦ ዘበናዊን ምቹውን ኣገልግሎት ብዝሐሸ መገዲ ዘጠናኽር ከምዝኾነ…
ስፓርት ኪሊያን ምባፔ ናይ ወርቂ ጫማ ሽልማቱ ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተፃቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኪሊያን ምባፔ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 ዝተዓወቶ ሽልማት ወሪቂ ጫማ ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ ኪሊያን ምባፔ ኣብ 2024/25፤ 31 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኸብ መመዝገቢ ሸቶ ላሊጋ ስፔን ብምዃ ምዝዛሙ ይዝከር፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ÷ ሓይሊ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣…