Fana: At a Speed of Life!

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ፡፡ እታ ጋንታ ን14 ኣዋርሕ እናመርሑ ንዝነበሩ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ምስንባታ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ብሩበን ኣሞሪም እናተመርሐት ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ልደት ብምምልካት ን300 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ልዕሊ 300 ሺሕ ነበርቲ እታ ከተማ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት እታ ከተማ ምንም ፍልፍል ኣታዊ ንዘይብሎም፣ ንማሕበራዊ ፀገም ንተቓልዑ፣ ትሑት…

ጠለብ ዝሕደስ ሓይሊ ካብ ዝምልሱ ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ ኮይሻ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ትኹረት ብመሃብ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ውፅኢታዊ ተግባራት ኣሳሊጣ ኢያ። ብፍላይ ዓንዲ ሑቐ ህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ዝኾነ ልምዓት ዝሕደስ ሓይሊ ብዝወገነቶ ተግባር ዝተረኸበ ውፅኢት ኣዚዩ ዘዕግብ ኢዩ።…

ፀሓይ ልደትን ትርጉሙን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀትሪ ሓፂር ለይቱ ድማ ነዊሕ ዝበሃል ፀሓይ ልደት ዑደት ሕምባበ መሬት ዝፈጥሮ ከምዝኾ ኣብቲ ዓወዲ ዝተዋፈሩ ሊቃውንቲ ስነ ፈለክ ይሕብሩ። መሬት ኣብ ናይ ባዕላ ዘንጊ ኣብ ዙሪያ ፀሓይ ምሕምባባ ንምፍርራቕ ቀትን ለይቲን ከምኡ እውን ንፍልልይ…

ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ዓቕምና ንምዕባይ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ጉዳይ ህልውና እናኾነ ብምምፅኡ ኣብቲ ዓውዲ ቕምና ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ‘ልዕልና ኤሌክትሮማግኔቲክ ስፔክትረም ንሉኣላዊነት ሃገር’…

ልዕሊ 5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተካእቲ ፍርያታት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተካእቲ ፍርያታት ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሓበሬታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ የመላኽት። ኢንቨስትመንትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ማእኸል ምዕባለ እታ ሃገር ንምግባር ብትኹረት…

ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀት ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ኦሌ ዋትኪንስን ጆን ማክ ጊን (ክልተ)ንኣስቶንቪላ ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞርጋን ጊብስ ዋይት ብሕታዊ…

ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ ታሕሣሥ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ሎሚ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተወደበ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት…

ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉ ዘሰናደአን ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ንተዓወትቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉን ብምምልካት ዘሰናደአን ክልተ ዘበናዊ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ተዓወትቲ ንዝኾኑ ዓማዊሉ ኣረኪቡ፡፡ እቲ ኩባንያ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽልማት ተወሳኺ ሽዱሽተ ዘበናዊ መኻይን ዕፃ ሽልማት ናይ…

ኣገልግሎት ጥዕና ንምዝማን ዘፈር ውልቀ ምስ መንግስቲ ሓቢሩ ክሰርሕ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መንግስቲ ኣገልግሎት ጥዕና ንምዝማን ኣብ ዝሰርሖ ስራሕ ዘፈር ውልቀ ብምትሕብባር ንኽሰርሑ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ከንቲባ ዘበኑ ብዘፍረዮም ቴክኖሎጂታት ዝተሓገዘ ዕዙዝን ስሉጥን ኣገልግሎት…