ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ከም ኩሉ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ሃገር ናይ ምህናፅ ዘኹርዕ ታሪኹ ብምሕላው እኩይ ተግባር ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኹንኖ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ኣመራርሓታት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ…