ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ክታበት ፖሊዮ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ጥዕና ህፃናትን ኣዶታትን እቲ ቢሮ ቤተልሔም ታየ ኣወሃህባ እቲ ክታበት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተኸፈተልና መጥቃዕቲ ንምምካት መፍትሒ ዝተዋደደ ወፍሪ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መግለፂኡ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣለኒ ዝብሎ ሓይሊ ብምትእኽኻብ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዘለዉ ግምባራት ሰፊሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንጅኑቲ ዘበርከተቶ ኣካል ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ፈልሲ ርክብ ክልቲአን ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ጅቡቲ መሓመድ ኣዋሌ ገሊፆም። ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተበርከተላ 40 ሺሕ ፈልሲታት ምትካል ከምዝጀመረት እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብስርዓት ሓበሬታ ዓፋር ዳጉ ክመክን ኢዩ – ነበርቲ ከተማ ሰመራ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሓበሬታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብስርዓት ሓበሬታ ዓፋር ዳጉ ከምዝመክን ነበርቲ ከተማ ሰመራ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ባሕላዊ ስርዓት ምልውዋጥ ሓበሬት ዓፋረቶት ዓሚቕን ዝተረጋገፀን ሓበሬታን ዝቀባበሉሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጅማ ኣብ ክልተ ህፃናት ቫይረስ ፖሊዮ ተራኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ኣብ ክልተ ህፃናት ቫይረስ ፖሊዮ ከምዝተረኣየ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ጣሰው ብርሃኑ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ቫይረስ ኣብቲ ዞባ ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና – ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ንወፍሪ ህልውና ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንወፍሪ ህልውና ዝኸውን ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሃፍቲ ክእከብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ነበርቲ እቲ ዞባ “ጉጅለ እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዘሰልጠኖም ፀረ ሽምቅ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ን2ይ ግዘ ዘሰልጠኖም ፀረ ሽምቅ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ መምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብቲ መድረኽ ድማ መንግስቲ ዝተዛረቦ ዝፍፅም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጠራቐሙ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕ ፈላማይ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላውነት ሃገር መንግስቲ ክልል ደቡብ ሕቶታት ህዝቢ ንምፍታሕ ከምዝሰርሕ ርእሰ መምሕዳር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተርስቱ ይርዳው ገሊፆም። ህወሓት ኣብ ክልል ደቡብ ማእኸል ጎንፂ ንምግባር ዝገበሮ ፈተነ ፀገም ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ሃገራት ምስ ኢትዮጵያ ሓቢረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ይበፅሖም ኣሎ – ተንታኒ ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ትካላት ሓገዝን ተቖፂሮም ዝሰርሑ ኢትዮጵያውያን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈላለዩ ጉድኣታታት እናተኣናገዱ ከምዝኾኑ ተንታኒ ፖለቲካ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጡ። ፍልፍላት ጄፍ ፒርስ ከምዝሓበሩዎ፥ ካብ ዝተፈላለዩ…