ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝተተሓሓዘ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝተተሓሓዘ ብፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዝቐረቡ ስምዕታታት ምስ ፓርትታት ይዝቲ ኣሎ፡፡ ብኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚዴቅሳ ዝምራሕ መድረኽ ዘተ÷ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ልዕሊ ኣባላትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎንፂን ብውግእን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዳግም ንምጥያሽ ተወሳኺ በጀት 5 ቢሊዮን ብር ተመዲቡ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ጎንፂን ውግእን ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ዳግም ንምጥያሽ ዝውዕል በጀት 5 ቢሊዮን ብር ከምዝተመደበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ብምንስቴር ገንዘብ ዝምራሕ ስራሕቲ ሴክሬታሪያት መሊስካ ምጥያሽ ኣፈጻሚ ኮሚቴ÷ 15 ታሕሳስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 95 ብር ሚሊየን ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውትታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 95 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናይ ኣተውትን ወፃእትን ናውትታት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል ብር 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲ ናውትታት ኮንትሮባንድን ልዕሊ ብር 51 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሃገር ዝጓዙ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ፃውዒት ጉዕዞ ናብ ሃገር መሰረት ብምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝጓዙ ኣባላት ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ከምኾነ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ። ሓደ ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ናብ ሃገር ንኅመፅ ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኢትዮጵያ ካብ ማዕቐፍ ተረባሕነት ኣጎዋ ንኽትወፅእ ብክታሞም ምፅቖም ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ሚኒስቴር ንግዲን…
Uncategorized ደቂ ሃገር ምዃንኩም ክተርእዩ ንዝቐረበልኩም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ዝመፃእኹም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ደቂ ሃገር ምዃኖም ንኸርእዩ ዝቐረበሎም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ንዝመኡ ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎምም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ – ኣምባሳደር ታዬ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ” ክብሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም። ጥምረት ዓለም ለኸ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ብዝኸፈቶ ሓዱሽ ግምባር ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ። ነዚ ስዒቡ ድማ መንግስቲ እቲ ክልል መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብቲ መግለፂ ድማ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ከተማ ጎንደር ንምንቕቓሕን ዋሕዚ በፃሕቲ ንምውሳኽን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 150 ዓማውቲ ኣብ እንግሊዝ ፃንሒት ድሕሪ ምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ዘሰናደኦ ወፍሪ ፅሬት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እታ ከተማ ተሳቲፎም። ስራሕቲ…