ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ እታወታት ከከም ኣድላይነቶም ኣብ ውሽጢ እቲ ኣዋጅ ከምዝካተቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…