ብደምን ዓፅሚን ኣቦታትና ዝተሃነፀት ሃገር ንወራሪ ኣሕሊፍና ኣይንህብን – መናእሰይ ደሴን ከባቢኣን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴንከባቢኣን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ሚሊሻን ብምዃን ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ገሊፆም።
እቶም መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናፈፀሞ ዝርከብ ግፍዒ…