ብቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ክላስተር ኣዳጉራ ዐደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሻሸመኔ ዝርከብ ክላስተር ኣዳጉራ ዐደት ኣካይዱ።
ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታት ተረኺቦም፡፡
ብለይኩን ኣለም
እዋናዊ…