ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ሕባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ፣ ኮትዲቯር ሪፐብሊክ፣ ጋቦንን…