ኣሜሪካ ንኣጉዋ ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ን”ኣጉዋ” ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ሰራሕተኛታት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ገሊፆም።
ጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብቲ ፓርክ ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ምስ ኣፍረይቲ…