ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰርጌ ላቭሮቭ ንኣይተ ደመቀ መኮንን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ንምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ሰርጌ ላብሮብ ኣብ መልእኽቶም፥ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ ሃገር ክወፅኡን ናብ ሃገር ክኣትዉን ክብሉ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ 43 ሚሊየም 12 ሺሕን 9 ብር…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርባዕተ ዓውዲታት ሽልማት ብሉፅ ስካይትራክስ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርባዕተ ዓውዲታት ሽልማት ብሉፅ ስካይትራክስ 2021 ከምዝተዓወተ ተገሊፁ። አየር መንገዱ እ.አ.አ የ2021 የአፍሪካ ምርጥ አየር መንገድ ሽልማትን ጨምሮ ለ4 ተከታታይ ዓመታት ነው የተቀዳጀው እቲ መገዲ ኣየር፥ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኩባኒያ ኤሌክትሪክ ሱዳን ናብ ኣደስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቴክኒክ ኩባኒያ ኤሌክትሪክ ሱዳን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህሉ ምትእስሳር ሓይሊ ምስ ሓለፍቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንምድርዳር ናብ ኣደስ ኣበባ ኣቲዩ። ብኣህመድ ኣደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ሰሙን ሕማም ዓሶ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ምጥፋእ ካባይ ይጅምር ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 1 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ዕላዊ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሰሙን ሕማም ዓሶ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል፣ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መበል 14 በዓል ሰንደቕ ዕላማ ኣኽቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣኽቢሮም። ስለዝኾነ ድማ ኣባላት መምርሒ ሰራዊት እዚ ምዕራብ፣ ክፍለ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ካብዚ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኣይግበኦምን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተጣየሸ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ስልጠና ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒትር ዲኤታታትን ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓብላላይነተይ ክቕፅለሉ እየ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ኢትዮጵያ ከፍርስ እየ፤ ዝብል ደርፊ ዓሻ ይደርፍ ኣሎ – ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ… Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓብላላይነተይ ክቕፅለሉ እየ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ኢትዮጵያ ከፍርስ እየ፤ ዝብል ደርፊ ዓሻ ይደርፍ ኣሎ” ክብሉ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ እንትነኽብር ፀረ ኢትዮጵያ ሓይሊታት ክሳዶም ዝደፍኡሉ ከምዝኾነ ብምሕሳብ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ እንትነኽብር ፀረ ኢትዮጵያ ሓይሊታት ክሳዶም ዝደፍኡሉ ከምዝኾነ ብምሕሳብ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት መበል 14 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ። በዚሁ መሰረትም ገንዘብ ሚኒስቴር፣ ገቢዎች ሚኒስቴር እና የስራና ክህሎት ሚኒስቴር መስሪያ ቤቶች አክብረዋል ብመሰረት እዚ፦ ቤት ዕዮጣት ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር…