ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 89 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ተበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ቦስተን ምስ ጋንታ ስፖርት የኢትዮጵያውያን ቦስተን ብምትሕብባር 89 ሺሕ ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ። እቲ ጋንታ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዘረከቦም ቬንትሌተራት ናብ ሚኒስቴር ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና – ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ። ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሬዲዮ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ፃንሒት ገይሮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መካየዲ ስራሕ ፋና ኤፍ ኤም ደሴ ኣይተ ዘሩ ከፈለኝ ከምዝገለፁዎ፥ ግበረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ነታ ከተማ ብወራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲያስፖራ ናብ ሃገሩ ንምምፃእ ልዑል ተበግሶ እናርኣየ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ስዒቡ ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ልዑል ተበግሶ እናርኣዩ ምህላዎም ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደገ ዝነብሩ ሓደ ሚልየን ኢትዮጵያውያንን ትውልደ -ኢትዮጵያውያንን ንዝመፅእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍርያት ዘይቲ ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ ተገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ታምራት ሞላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 776 ሚሊየን 350 ሺሕን 677 ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ክልል ደቡብ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ዝኹንኑ ሰልፍታት ተኻይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ጉራጌ፣ ስልጤ፣ ከምባታን ጠምባሮን ኢዮም ”ሰላም ይዕሰል፤ ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ዝፍፀም ጥቕዓት ደው ይበል" ብዝብል መሪሕ ቃል ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንኑ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሰልፍታት ተኻይዶም፡፡ እቲ መጥቃዕቲ…
ኮሮናቫይረስ ደቡብ ኣፍሪካ ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ፥ 13 ሺሕን 992 ሓደሽቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከምዘመዝገበት ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 1ይ ዓመት 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ህፁፅ ጉባኤ መጣየሺ ኢንስቲትዩት ፕላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ፣ መፅቒ ውዳበኣዊ ፕላን እቲ ምምሕዳር፣ ኣፈፀምቲ ምምሕዳር ድሬዳዋን ኣካላት ኣገልግሎት መሰናድኢን ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካሳጊታ ብኸቢድ መሳርሒ ኵናት ተወቂዖም ዝነበሩ ፓሎታት ኤሌክትሪክ ናይ መሊስካ ምትካል ስራሕቲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሳጊታ ብኸቢድ መሳርሒ ኵናት ዝወደቑ ፓሎታት ኤሌክትሪክ ናይ ምትካል ስራሕቲ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነው መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምፅጋን መሊሶም ኣብ ስራሕቲ ንምውዓል ዝግበር ዘሎ…