ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ልዕሊ 29 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲን ልዕሊ 29 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ ኣርባዕቲኦም ተፀዋዕቲ ትካላት ብምትሕብባር ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን…