ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ካብ 4 ሺሕ ዝበልፁ ትካላት ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብቲ ክልል ዘዕነዎም ትካላት ምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…