ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተዳልዎ ኣኼባ ዴሞክራሲ ንዘይምስታፍ ወሲና Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተካይዶ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዛ ኣኼባ ዴሞክራሲ ሃገሮም ንዘይምስታፍ ምውሳና ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን፤ ሃገሮም ኣብቲ ኣኼባ ንክትሳተፍ ዝቐረበላ ዕድመ ኣመስጊኖም። “ፓኪስታን ናፃ ስነ-ስርዓት ዳኝነት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ናይዚ ሰሙን ወታደራዊ ኦፕሬሽን ዝተደናገፀ ህወሓት ሓገዝ ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ተቓወምቲ ናብ ምትእኽኻብ ከምዝኣተወ ፍልፍላት ፋና ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ናይዚ ሰሙን ወታደራዊ ኦፕሬሽን ዝተደናገፀ ህወሓት ሓገዝ ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ተቓወምቲ ዝኾኑን ደገፍቱ ክኾኑ ዝኽእሉን ሓይሊታት ናብ ምትእኽኻብ ከምዝኣተወ እሙናት ካብ ፍልፍላት ፋና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሪሮም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሪሮም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ። ኮሚሽነር ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ክልል ኣምሓራ ዘላለም ልጅኣለምን ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ሰርቪስን ሃፍቲ ሰብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ሎሚ መዓልቲ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንታት ሴኔጋል ማኪ ሳል፣ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሖ መሪር ስዕረት ብናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ክሽፍኖ ኣይከኣለን – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሖ መሪር ስዕረት ብናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ክሽፍኖ ኣይከኣለን፤ ኣይኽእልን እውን” ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ንኽህልዋ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ማኪ ሳልን ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን 54 ሃገራትን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተውሃባ ውክልና ፍትሓዊ ከምዘይኮነ ገሊፆም። ፕሬዚደንት ሴኔጋል ማኪ ሳል÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖላንድ ኣጀንዳ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ክድግፍ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ፎረም ምሕደራ ኢንተርኔት ብኣተኣናጋድነት ሆላንድ ይካየድ ኣሎ። ምስቲ ፎረም ጎናጎኒ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን የቴክሎጂን ሑሪያ ዓሊ ምስ ኣማኻሪ ዲጂታል ፖሊሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፖላንድ ማኒስትር ክሪሺሽቶቭ ሹበርት ዘትየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ከምኡ እውን ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ዓይነት ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ክልል ኦሮሚያ፣ ውዳበ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ኦሮሚያ ከምኡ እውን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ ዓይነትን ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ገይሮም። ክልል ኦሮሚያ ምስ ውዳበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመትን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንተኒዮ ጉተሬዝን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ “ኣብ እዋናዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 25 ቢሊየን ብር ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 25 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ÷ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክእክቦ ካብ ዝሓሰቦ 20 ቢሊየን ብር 25 ቢሊየን ብምእካብ ኢዩ 118 ሚኢታ ከዕውት ዝኸኣለ፡፡…