ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ሸኔ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ይድምሰስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምፍራስ ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብጥምረት እናሰርሐ ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ቡድን ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ኦሮሚያ እናተንቀሳቐሰ ይረኸብ እምበር ብጥምረት ሓይሊታት ፀፀታ ሕልሙ እናፈሸለ ይርከብ። ትማሊ ኣብ ከባቢ ምብራቕ ጉጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ ነቲ ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ኣዕንይዎ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ ነቲ ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ። ግዜያዊ ኣተሓባባሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው መታፈርያ ከም ዝበልዎ÷ እቲ ጉጅለ ግበረ ራዕዲ ስራሕቲ ሰብኣዊን ኣገልግሎትን ምድሓን ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ “1 ሚሊየን ፃውዒት ናብ ሃገር” ዝብል ምንቅስቓስ ፃውዒት ሰናይ መልሲ እናረኸበ ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"1 ሚሊየን ፃውዒት ናብ ሃገር" ዝብል ፃውዒት መንግስቲ ብኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵውያን ሰናይ መልሲ እናርአዩ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ክህልዋ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢን ድምፂን ክህልዋ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝሐሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ተመሓላሊፎም – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ክመሓላለፉ ከምዝኸኣሉ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ከምዝተመለሱ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሎሚ ይኹን ንቕድሚት ፀላእትና ጉልበቶም ደኺሙ፣ ናይ ፅልኢን ባእሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )”ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ ክብላ” ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መበል 16 በዓል መለዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ኣይትቕበሎን – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣፍሊጦም። ዶክተር ጌዲዮን መቐመጢኦም ኣብ ጄኔቫ ንዝገበሩ ጉጅለ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ይርከቡ – ሙሁራን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ከምዝርከቡ ሙሁራን ገሊፆም። ምፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ተማራማሪ ምሕደራ ህዝቢን መንግስቲን ዶክተር መሓመድ ዓሊ ከምዝበሉዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር…