ኣብ ጎንፂ ምንባር ህልውንኡ ዝገበረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብሮ ጎስጓ ኲናት ከምዝቐፀለሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንፂ ምንባር ህልውንኡ ዝገበረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብሮ ጎስጓ ኲናት ከምዝቐፀለሉ ዘርኢ ቪዲዮ ኣብዚ ሰሙን ወፂኡ ኣሎ።
ኣመራርሓታት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝኾኑ ዝዝረበሎም ውልቀ ሰባት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ሕዚ እውን…