ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ራያ ቆቦ ዝኸፍአ ጭፍጨፋ ከምዝፈፀመ መሰኻኽር ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት 4 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ኣብ ራያ ቆቦ ብዝፈፀሞ ጅምላ ጭፍጨፋ ሓረስቶት፣ ህፃናትን ኣደታትን ሓዊሱ ካብ ገዝኦም እናውፀአ ከምዝረሸነ ካብ ጨፍጫፍ ኣምሊጦም ዝወፅኡ መሰኻኽር ገሊፆም።
ምስ ሪፖርተራት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…