ኣብ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 6 መስከረም 2014 ዓ.ም ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ ሃገር ክወፅኡን ናብ ውሽጢ ሃገር ከኣትዉን…