ኣረመኔ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ብጅምላ ብምርሻን ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሙ ኢዩ – ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣረመኔ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ብጅምላ ብምርሻን ዓለም ለኸ ገበን ከምዝፈፀመ ኣብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም።
ሓልፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣመራርሓታት መራኸብቲ ሓፋሽ ምምሕዳር…