Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ዞባ ሰሜን ወሎ እኹል ክትትል ጥዕና ምርካብ ዝግበኦም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ዞባ ሰሜን ወሎ እኹል ክትትል ጥዕና ምርካብ ዝግበኦም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ጥዕና እቲ ዞባ ወይዘሮ ሰላማዊት አያሌው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝልኡ፥ ኣብቲ ዞባ 6…

ብምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አገኘሁ ተሻገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም 1 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም 1 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ ክብል ቢሮ ተትምህርቲ እታ ከተማ ገሊፁ። ነዚ ድማ መምህራን በቢ ኣብያተ ትምህርቶም 18 መስከረም…

ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ከምዝፈፀመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣፈፃሚ ስራሕ…

ሓዱሽ ዓመት እስራኤልን ኢትዮጵያን ምኽንያት ብምግባር ንወፍሪ ህልውና መርሃ ግብሪ ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እስራኤልን ኢትዮጵያን ምኽንያት ብምግባር ንወፍሪ ህልውና መርሃ ግብሪ ድጋፍ ኣብ ቴል ኣቪቭ  ተኻይዱ። ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኢትዮጵያዊያንን፣ ንሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ንዝተፈናቐሉ ወገንት ዝኸውን ድጋፍ…

ሆስፒታል ሽድሆ መቄት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘረፋ ንብረትን ዕንወትን በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሽድሆ መቄት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘረፋ ንብረትን ዕንወትን ከምዝበፅሖ ተገሊፁ። ኣሚኮ ከምዝፀብፀቦ፥ ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ዘብፀሖ ዕንወት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽርሒ ኢኮኖሚ እናተሳተፉ ዝነበሩ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ ኣብ ሽርሒ ኢኮኖሚ እናተሳተፉ ዝነበሩ 1 ሺሕን 967 ትካላት ንግዲ ሕጋዊን ምምሕዳራዊን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ በቢብርኩ ምስ ዘተዋደደ ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክትታልን…

ሓዱሽ ዓመት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ዝተመነዮ ሲኦል ዝምለሰሉ ክኸውን ኢዩ – ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ሓዱሽ ዓመት ሃገር ንምፍራስ ተለኣኣኺ ኮይኑ ዝመፅ ጉጅለ ህወሓት ናብ ዝተመነዮ ሲኦል ብምምላስ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ጠንኪርና ንሰርሐሉ ኢዩ” ክብሉ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ተዛሪቦም። ብሚኒስቴር መዓርግ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ…

ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ሰሜን ወሎ ንዝተሰለፈ ሓይሊ ፀፅታ ትኩስ ምግቢ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ሰሜን ወሎ ንዝተሰለፈ ሓይሊ ፀፅታ ትኩስ ምግቢ ኣቕሪቦም። ኣብቲ ስፍራ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኮምቦልቻ ኣይተ ከድር እንድሪስ፥ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ብባዕሉ…

ኣመራርሓታት ፖሊስ ፌዴራል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ፌዴራል “ደምና ንሰራዊትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ደም ለጊሶም። ኣመራርሓታትን ኣባላትን ዳይሬክቶሬት ዘፈር ፈጥኖ ደራሽ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ፥ ጎና ጎድኒ ተግባራት ምክልኻል ስራሕቲ ገበን ግብረ ራዕዲ…