ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ። ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ርከብ ህዝብን ዓለም ለኸን እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ኣለምእሸት ተሾመ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ድልየት ዕዳጋ ብዘገናዘበ መልክዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትትን ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን ገይሮም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፍሉይ ወረዳ ኣይተ ኣለማየሁ፥ ህዝቢ እቲ ወረዳ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገበ ኢትዮጵያዊ ሰገን Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናትናኤል ሙሉጌታ ዝበሃል ኢትዮጵያዊ ሰገን ኣብ ካምብሪጅ ዓለም ለኸ ፈተና ለዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ። ነባርነቱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕታውን ዝኾነ ወዲ 16 ዓመት ሰገን ናትናኤል ዓለም ለኸ ፈተና ካምብሪጅ 2021 በምውሳድ ኢዩ ልዑል ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ቀረብ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር ጎንደር ንትካላት ጥናን ወፍሪ ህልውናን ዝኸውን 120 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቀረብ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር ጎንደር ኣብቲ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ንትካላት ጥናን ወፍሪ ህልውናን ዝኸውን 120 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ከቕርብ ከምዝኸኣለ ገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ተሸመ ኣግማስ፥ እቲ ትካል ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝካየድ ምድላው መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝመልከት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝካየድ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ከልላዊን ምርጫ መስ ዝወዳደሩ ሕፁያት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጅግጅጋ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ሓላፊ ፓርቲ በልፅግና እቲ ክልል ኢንጂነር መሀመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ህንፀቱ ን10 ዓማውቲ እናተጓተ ዝፀንሐ ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ስምምዕነት ሰነድ ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኡባህ ኣደምን ተወካሊ ኮንስትራክሽን ኤቢ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ርክብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ግሪክ ኒሎላዎስ ቫዚሎ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ሰብ ሃፍቲ ግሪክ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ኣለዎ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ከምዘለዎ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ዝረአ ዘሎ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምክልኻል ግብረ ሓይሊ በምጥያሽ ናግ ተግባር ምእታዉ ይፍለጥ። ብብርኪ…
ስፓርት ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ 2021/2022 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ። ካብ ምድብ 5 ክሳብ ምድብ 8 ዝርከባ ጋንታታት ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ምድብ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት 1 ሰዓትን 45…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኣካይዳ ከምዝኾነ በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ውብሸት ሙላት ገሊፆም። ኣይተ ውብሸት ብፍሉይ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣሜሪካ ብቕሉዕ ግብረ ራዕዲ ከምትቃለስ…