ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዛሬማን ከባቢኡን ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዛሬማን ከባቢኡን ብወገነ ሐይ ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ዛሪማ ድብባህር ሊማሊሞ ደባርቕ ንምቑራፅ ውግእ ዝኸፈተ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብምድምሳስ እቲ ከባቢ ካብቲ ሽብርተኛ ነፃ ምግባር ከምዝኸኣለ ኣብቲ ግናባር ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓፋር ክልል ብምኽኒያት ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ልዕሊ 102 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ብሰላም ሚኒስትር ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ብሔራዊ ህፁፅ ጊዘ መተሓባበሪ ማእኸል ኮሚቴ ኣባላት ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓፋር ክልል ብምኽኒያት ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ልዕሊ 102 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። እቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዛሬማ ንብረት እናዘረፈን እናውደመን ከምዝኸደ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዛሬማ ንብረት እናዘረፈን እናውደመን ከምዝኸደ ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም። እቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ፈንድቃን ዛሪማን ለቒቑ እንትሃድም ኣብ ዛሪማ ከተማ ትከለት ንግዲ፣ መንግሥቲ ወዘተ ኣዕኒዩ ተባሂሉ። ሰባት እናቐተሉን…
ስፓርት ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ኣብ ሄርዞጌናውራች ኣብ ዝተኻየደ ‘ኣዲዜሮ ሮድ ቱ ሪከርድስ’ ውድድር ኢያ ብ14 ደቒቓ 21 ሰከንድ ብምእታው ነቲ ክብረ ወሰን ሒዛ። ብደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክቡር ኣሊምና ፈቂህ ሐጅ ሙሐመድ አልሳፊ ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ክቡር ኣሊምና ፈቂህ ሐጅ ሙሐመድ አልሳፊ ዓሪፎም። ሸኽ ሙሐመድ ኣልሳፊ ምስ ሐጅ ሙሐመድ ሳኒ ሀቢብ ብምዃን ቅድሚ 40 ዓመት መጅሊስ ዘጣየሹን ናይ ላዕዋይ ቤት ምኽሪ ኣቦ መንበር ብምዃን ዘገልገሉን ኢዮም። ሼኽ መሐመድ ዕድመኦም ንትምህርኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር መናእሰይ ናብ ምክልኻል ሃገር ክሕወስ ከምዝግባእ ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዘንፀላለዋ ናይ ህልውና ሓደጋ ንምድሓንን ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባርን መናእሰይ ናብ ምክልኻል ሃገር ክሕወስ ከምዝግባእ ብርጋዴር ጄነራል ኣዳምነህ መንግሥቴ ገሊፆም። ብርጋዴር ጄነራል አዳምነህ መንግሥቴ ÷ ናይ ሃገር መከላከያ ሠራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰዶማ ከባቢ ንዝተፈናቐሉ ወገናት ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰዶማ ከባቢ ንዝተፈናቐሉ ወገናት ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ። ኣብ እዋን ወፍሪ ህልውና ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ሀብሩ ወረዳ ድሬ ሮቃ ቀበሌ ንዘለዉን ሓረስቶት ዝተፈላለዩ ናይ ምግብ ድጋፍ ተገይሩሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕውትነት ወፍሪ ህልውና ክፍተት ዝፈለየ ተግባር ደጀንነት ወሳኒ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲንዕውትነት ወፍሪ ህልውና ከፍተት ዝፈለየ ተግባር ደጀንነት ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ከንቲባ ከተማ ኮምቦልቻ ዶክተር ኢንጅነር ከማል መሀመድ ገሊፆም። ኮምቦልቻ ከተማ ሓፈሳዊ ሆስፒታል ኣበታ ከተማዝርከቡ ሰፖርት ቤታት ብምትሕብኣር ብላክ ስታር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ክልል ንተፈናቐልቲ ወገናትን ንወፍሪ ህልውናን 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ክልል ንተፈናቐልቲ ወገናትን ንወፍሪ ህልውናን 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብእኸፈቶ ወረራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝርከብን ልዕል ጉድኣት ንዝበፅሖን ክልል ኣምሓራ ክልል ደቡብ ኣጋርነቱ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደሴ ከተማ መናፈሻ ክፍለ ከተማ ካለኣይ ዙር ምልምል ሰልጠንቲ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ደሴ ከተማ መናፈሻ ክፍለ ከተማ ካለኣይ ዙር ምልምል ሰልጠንቲ የመርቕ ኣሎ። ብተወሳኺ ናብ መከላከያ ንምሕዋስ ስልጠና ዝጀመሩ መናእሰይ ደሙ እናፍሰሰ ሃገር ደው ንዘብል ጅግነ ሰራወት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ስልጠና ካብ…