ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ባሕርዳር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ አበባ፣ መስከረም 2፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጅለ ራዕዲ እናተቓሰ ዘሎ ሰራዊት ወገን ዘሎዎም ደጀንነት ንምርግጋፅ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ባሕርዳር ኣቲዮም። ናይ ኣምሓራ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግንባር ዓፋር ታሪክ ምስ ዝሰርሑን ጁንታ ፀራሪጎም ምስ ዘውፅኡን ጀጋኑ ብምዃን በዓል ኣኽቢርና-ወ/ሮ ኣዳነ ኣበቤ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግንባር ዓፋር ታሪክ ምስ ዝሰርሑን ጁንታ ፀራሪጎም ምስ ዘውፅኡን ጀጋኑ ብምዃን ሎሚ በዓል ምኽባረን ምክትል ከንቲብ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነ ኣበቤ ገሊፀን። ግዴታ ከይኑና ኢዩ እንበር ኣብ ሰራዊትና ዘሎ ሞራል፣ ቆራፅነትን መንፈስ ፍቕሪ ሃገርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽ ዓመት ናይ ሰላምን ምዕባለንይኹነልኩም-ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንመሳርሕተይን እቲ በዓል ንዘኽብሩን ሓደሽ ዓመት ናይ ሰላምን ምዕባለን ይኹነልኩም ክብሉ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህመት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ኣበ መንበር ኣብ ትዊተር ገፆም፥ ሓደሽ ዓመት ናይ ሰላምን ምዕባለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ titleሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ-ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ ክብሉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። ኣብ ኣፍሪካ ሕብረትን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምክትል ቀዋሚ መልእኽተኛ ኣምባሳደር ኢኖሰንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ-ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም ገሊፀም። ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከምዝበልዎ ፥ ኣረጊት ዓመት ኣብ ፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፅዓኖ ተልእኾ ፀዓዱ እንተይፈፀመ ኣተሓሳስብኡ ሓዊስና ካብ ኢትዮጵያ እነጥፈአሉ ጊዘ ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ምስ ጀጋኑ ካብ ምሕላፍ ዝበለፀ ሓጎስ የለን-ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዱሽ ዓመት ምስ ጀጋኑ ካብ ምሕላፍ ዝበለፀ ሓጎስ የለን ኢለን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ሓዱሽ ዓመት ምስ ጀጋኑ ካብ ምሕላፍ ዝበለፀ ሓጎስ የለን ክ ብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ጥራሕ ዘይኮነስ እኾነ ይኹን ሃገራዊ ግዴታ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእል ቁመና ኢዩ… Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ጥራሕ ዘይኮነስ እኾነ ይኹን ሃገራዊ ግዴታ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእል ቁመና ኢዩ ዘሎ ክብሉ ሜጄር ጄኔራል ክንዱ ገዙ። ዞባ ደቡብ ወሎ በዓል ምስ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወረዳ መቄት ካብ ግብረ ራዕዲ ገጅለ ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወረዳ መቄት ካብ ግብረ ራዕዲ ገጅለ ነፃ ወፂኣ። ኣብ ምድምሳስ ዝተረፈ ተረፍ መረፍ እቲ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ደብረ ዘቢጥ፣ ኣግሪት፣ ፍላቂትን ገረገራን ተለቒሙ እተን ከተማታት ስሩዕ ምንቅስቓሰን ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ጉጅለ ረዕዲ ወራሪ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቲውተር ገፆም፥ ካብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንጀግና ሰራዊትና ርሑስ ሓዱሽ…