ትማሊ ዓወት ኣብ ዘመዝገብናሉ ትሕቲ ጎቦ ውቅን ሓዱሽ ዓመት ምኽባርና ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ ኢዩ-ጀነራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ዓወት ኣብ ዘመዝገብናሉ ትሕቲ ጎቦ ውቅን ሓዱሽ ዓመት ምኽባርና ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዠር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ንምድሓን ኢዩ እንዋጋእ ዝበሉ እቶም ኢታማዦር ሹሙ፥ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምውቃዕ…