ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ሓዱሽ ዓመት እነኽብሮ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ፈተናን ተስፋን ብምዃን ኢዩ…