ኣብ መዓልቲ ጅግንነት ምስ ጀጋኑ ከኽብር ምኽኣለይ ሓጎስ ተሰሚዑኒ – ፕሬዝዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምዃን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጉድኣት በፂሑዎም ኣብ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ኣብ ሕክምና ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ጎብኒየን፡፡
እተን ፕሬዚዳን ድሕሪ…