ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ክልል ጋምቤላ ዝገብሮ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ጋምቤላ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣፍሊጦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…