ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምን-ኢንጂነር ታከለ ኡማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምንክብሉ -ሚኒስትር መኣድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።
እዚ ድማ ንሃገር ዋልታ ዝኾነ ሃፍቲ መኣዲና ብኣግባቡ ብምጥቃምን…