ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም።
እቶም ሰብ ሃፍቲ ዝገበርዎ ድጋፍ ኣብ ከተማ ሰመራ ብምርካብ ሎሚ ንክልል ዓፋር ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦም።
ብተወሳኺ ኣብ ክልል…