ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ልኡኽ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ልኡኽ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጃን ፒዬር ላክሮይክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘለዋ ግደ ንኢዶም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል…