ሽፋን ንመሓዝ ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ውሕሃ ስደተኛ መታወቂያ ዝሓዙ ኢዮም- ኣይተ ኣገኘሁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሱዳን ኣንፈት ብሽም ቅማንት ዝንቀሳቐስ ፅንፈኛ ሓይሊ ሽፋን ንምሓዝ ህወሓት ብዝገበሮ ምንቅስቓስ ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ዓለም ለኸ ትካል ሓገዝ መታወቂያ ዝሓዙ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር…