Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። “ንሕና ተጋሩ ንኢትዮጵያ ኩሉ ጊዘ ደጀን ኢና” ዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ፥ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ኢሎም።…

ንሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሸኔ ዝቃወምን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ኣርሲ ከምኡ እው ካብ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ዝተውፃእፅኡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡ እቶም…

ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ምዕራብ ሸዋ ዞባ 22 ወረዳታትን ኣምቦ ከተማ ምምሕዳርን ነበርቲ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ተሳተፍቲ ናይ ክልቲኦም ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ። ትንኮያ ሸኔ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ብምባል ከምዝቃለሱ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተረኸቡ ነበርቲ ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ሰልፊ ካብ ከተማ ዱከምን ከባቢኣን…

ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ነበርቲ እቲ ክልል፥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ጉጅለ ህወሓት ዝቃወምን ከምኡ እውን ዝተፈለለዩ ጭርሖታት ብመሓዝ ኣብ እስታዲየም ሃዋሳ ተረኸቦም ሰላማዊ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 13፣ 2013 (ኤፍ ቢ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ ክብል ናይ ብሄራዊ ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬታ ፃንሒት ዝገበሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ÷ እቶም ኣብ…

ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስትር ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን። እተ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ከምዝነበረ ካብቲ ሚኒስቴር…

ኣፍሪካውያን ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ምስላፍኩም ነመስግን-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እትድግፉ ዘለኹም  ኣፍሪካውያን የሕዋትን ኣሓትን፣ መራሕቲን ምሁራንን ኣብጎንና ደው ብምባልኩም ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ   ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ልክዕ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ታሪካዊ ቃልሲታት ውሽጢ ምስ ካልኦት ጎኒ ደው…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ክተካትት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ካብ ቋንቋታት ስዋሂሊ፣ ሊንጋላ፣ ኪቱባን ቹሉባን ብተወሳኺ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ንምክተካትት ከምዝተለመት ኣፍሊጡ። እቲ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣካቲታት ንመሃብ ከምዝሓሰበት እውን ተገሊፁ፡፡…