Fana: At a Speed of Life!

ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጥምረት ዘውግዙ ሰልፍታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጥምረት ዘውግዙ ሰልፍታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ተኻይዶም። እቶም ሰልፍታት ኣብ ሻሸመኔ ከተማን ቢሻን ጉራቻ፣ ሱሉልታ፣ ሰበታ፣ ለገጣፎ፣ ሮቤ፣ ቡኖ በደሌን ቡራዩን ከተታት ኢዮም ተኻይዶም። ኣብ ሻሸመኔ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚደንት ረሲፕ ታይፕ ኤርዶጋንን ክራኸቡ ኢዮም።…

ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን ንጀግና መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን ንጀግና መከላከያ ሰራዊትልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ካልኣይ ዙር ድጋፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን  አሸባሪ ናይ ህውሓት ናይ ጥፍኣት ጉጅለ ብመንግስቲ ዝተውሃቦ ናይ ሰላም ዕድል ንጎኒ…

ኣብ ሃይቲ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት  ኣስታት 2 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዛጊት ኣስታት  2 ሺሕ ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ'ታ ሃገር ገሊፆም። ብሰንኪ እቲ 7 ነጥቢ 2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ክሳብ ሕጂ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ከቢድን ፎኵስን ኣካላዊ…

ኣብ ቤት ማአሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ካብዚ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ምስ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብምትሕብባር ኣብ ቤት ማአሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ካብዚ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ከምዝምልሱ ተገሊፁ። እተን ሃገራት ኣብ ሰሙን ሰለስተ በረራታት ብምግባር እቶም ዜጋታት ንክምለሱ ከምዝግበር ኣብ…

ኣብ ፍሎሪዳ ግዝኣት ልዕሊ 69ሺሕ ናይ ኣሜሪካ ዶላር  ድጋፍ ንተፈናቐልቲ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሎሪዳ ግዝኣት ልዕሊ 69ሺሕ ናይ ኣሜሪካ ዶላር  ድጋፍ ንተፈናቐልቲ ተኣኪቡ። እቶም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንዝገበርዎ ደገፍ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍጹም አረጋ አመስጊኖም። ኢትዮጵያዊያንን…

ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በረድ ሓዊሱ ብምኽኒያት ዝዘነበ ዝናብ ክሳብ ሐዚ 7 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በረድ ሓዊሱ ብምኽኒያት ዝዘነበ ዝናብ ክሳብ ሐዚ 7 ሰባት ህይወቶም ከመዝሰኣኑ ተረጋጊፁ። ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ በምኽኒያት እቲ ውሑጅ ኣብ ለዕሊ ሰብን ነብረትን ዘጋጠመ ጉድኣት ሎሚ ንጎሆ ተዘዋዊረን ተዓዚበን።…

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ  ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ  ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም። ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ፌዴሪኢ ፍሉይ መልእኽተኛን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ዶክተር ሙክታር ከድር፥ እቲ እዋን ናይ ሕርኛ እዋን ብምዃኑ፣…

ኣሸባሪ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ ፀላእቲ ኢዮም- ናይ ጅማ ከተማን ከባቢኣን ነበርቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ ፀላእቲ ኢዮም ክብሉ ናይ ጅማ ከተማን ከባቢኣን ነበርቲ ገሊፆም። ናይ ጅማ ከተማን ከባቢኣን ነበርቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ብምርካብ ኣሸባሪ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ዘውግዝ ሰልፊ ኣካይዶም። ህወሓት…

ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ከይዲ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብሄራዊ ህፁፅ ግዘ ተግባራት መተሓባበሪ ማእኸል ናይ ሚኒስቴራት ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ከይዲ ገምጊሙ። ክሳብ ሐዚ ዕለታዊ ሓገዝ ንምቕራብ፣ ናት ጥዕና ትካላት ንምጥንኻርን ካልኦት ኣድላዪ ድጋፋት ንምስላጥን…