Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ኣብ ዘዕብዩ ሓደሽቲ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ንግዲ ኣሜሪካ ማርክ ሚሼል ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም ኣብ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ምትሕብባር ኢኮኖሚ እተን ሃገራት ዘዕብዩ…

መመሓየሺታት ኢኮኖሚ ውፅኢት የምፅኡ ኣለዉ

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዕብየት ኢኮኖሚ ካብ ዘመዝግባ ሃገራትን ብዙሕ ህዝቢ ካብ ዘለወን ሃገራትን ቅድሚት ትስራዕ እያ። እታ ሃገር ዝጀመረቶ ኩለመዳይ ጉዕዞ ምዕባለ ንምቅልጣፍ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝፃወቶ ግደ ብምርዳእ፣ ዝተዋደደን ሱር ቦቆልን ምምሕያሻት ኢኮኖሚ እናተግበረት ፀኒሓ እያ።…

ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት የድልዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት ክትእልሽ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ መበል 49 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝበልዎ፤ ክሌማዊ ለውጢ ምስ ካልኦት…

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ዘጠናኽሩ ሱር ቦቆስ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ዘጠናኽሩ ሱር ቦቆል ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ኣቢሲኒያ ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ምምዝጋቡ ዝምልከት ዕላዊ መግበሪ መርሃ…

መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ናይዚ ዓመት ኣኼባ “ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓት ንፅህና ንምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…

ልምዓት ኮሪደር ካብ ናይ ትማሊ ስግኣት ናብ ናይ ሎሚ ስነ ልቦናዊ ኩርዓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ስምዒት ጀግንነትን ዓወትን ንስነ ልቦናዊ ኩርዓት ማሕበረሰብ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከኣለዎ። ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብኩርዓት ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ዘኹርዕ ታሪኽ ጀግንነት ስለዘለዋ ኢዩ። ብሃገር ምምካሕን ምኹራዕ ሎሚ ብዘሎ ዓቕሚን…

ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ትገብሮ ዘላ ኣስተዋፅኦ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ጀነራል ዳግቪን ኣንደርሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተኦም ድማ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ወታደራዊ ምትሕብባር፣ ዞባዊ ድሕንነትን ኣብ…

ዩናይትድ ኪንግደም ንዩክሬን እትገብሮ ሓገዝ ክትቕፅሎ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሓዱሽ ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንዲ በርንሃም ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ወታደራዊን ፖለቲካዊን ደገፍ ከምዘይትቋርፆ ኣረጋጊፆም። ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ናብ ብሪታንያ ብምምራሕ ሎሚ መዓልቲ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንዲ…

እቲ ሃገራዊ ዘተ መቀላጠፊ ፅኑዕ ህንፀት ሃገረ መንግስቲን መግለፂ ሓባራዊ ዓወትን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሃገራዊ ዘተ መቀላጠፊ ፅኑዕ ህንፀት ሃገረ መንግስቲን መግለፂ ሓባራዊ ዓወትን እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዘተ። ተሳታፊ እቲ ጉባኤ ዝኾኑ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሕመድ ሓሰን ከም ዝበልዎ÷ እቲ…

ሚኒስቴር እቶት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ትሪልየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ትሪልየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበለኦ፤…