ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅግዕተኛነት ዝናብ ብዓመት ናብ ክልተ ሰለስተ ግዘ ምፍራይ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2026 0 ኢትዮጵያ ዓኒቕ ሃፍቲ ማይን ዝለምዐ መሬትን የሃልዋ እምበር፣ ሕርሻኣ ንዘበናት ኣብ ዝናብ ፅግዕተኛ ኮይኑ ንድርቂን ስግኣት ስእነት ውሕስና ምግቢን እናተቓለዐት ፀኒሓ እያ። ይኹን እምበር መንግስቲ መደመር ነዚ ታሪኻዊ ማሕለኻ ንምልዋጥ ኣብ ልምዓት መስኖ ሰፊሕ ስራሕ ሰሪሑ እዩ። እቲ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ከምኡ እው ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ እቶም ትካላት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ መፈልፈሊ ሓይሊ ቆቃ እዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ምውፋር ተገይሩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ብዝሕግዝ መልክዑ ምውፋር ተገይሩ ኢሉ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ተኻይዱ፡፡ ብሔራዊ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓያል ዋልታ ሉኣላውነት ሃገር Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሉኣላውነትን ክብሪን ሓንቲ ሃገር ዝምዘን ብጥንካረ ዶባታን ብሰላም ህዝባን እዩ። ነዚ ሰላምን ክብርን ንምሕላው ድማ ለይትን ቀትሪን ንህይወቱ ከይሰሰዐ ብቖራፅነት ዝህብ፣ ብናይ ታሪኽ ሁቦብላታት ሓሊፉ ዝፀንዐ ሓያል ትካል የድልያ። ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 9 ሺሕን 730 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምፍልፋል ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት ሓይሊ ልዕሊ 9 ሺሕን 730 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምፍልፋል ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ምልክት ልምዓት ትሩፋት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያን መግለፂ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን እዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ አበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምልክት ልምዓት ትሩፋት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያን መግለፂ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን እዩ ኢሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ሚኒስትር ማእእል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ቢቂላ ሁሪሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብቶም 10 ንኡስ ጉጅለታት ዝፈልፈሉ ሓሳባት ተጠናኺሮም ነቶም 50 ኣባላት ጉጅለ ይቐርቡ ኣለዉ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ አበባ፣ 18 ሓምሌ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ካብቶም 10 ንኡስ ጉጅለታት ዝፈልፈሉ ሓሳባት ብኣከብቶምን ፀሓፍቶምን ኣቢሎም ናብ 50 ኣባላት ጉጅለ ምቕራብ ከምዝጀመሩ ኣብሪሆም። እቶም ዋና ኮሚሽነር ብዛዕባ እቲ ከይዲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካበ ዓድዋ ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ – ብህልውናኣ ዘይትደራደር ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ መሰል ካብ ምሕላው ሓሊፋ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መርአያ ኣይግዛእን ዓወትን፣ ተምሳሌት ናፅነት ዝኾነት ምድረ ቀደምት ሃገር እያ፡፡ ሉኣላዊነታ ብምድፋር ንዝመፅኡ አሕፊራ ናይ ምምላስ ድሙቕ ታሪኽ ዘለዋ፡፡ ኣብ ወራር ዓድዋ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በቢእዋኑ ብታሪኻውያን ፀላእቲ እንተተፈተነት እውን ሰራዊት ምክልኻል ድሌቶም እናፍሸሎ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሉ ግዘ ብታሪኻውያን ፀላእቲን ብናይ ውሽጢ ባንዳታትን እንተተፈተነት እውን ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሌቶም እናፍሸለ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኣብ ሆለታ ዝርከብ ቀፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ራእይናን ፃዕርናን ፍረ ክህብ ጀሚሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሰብ ስራሕ ብልሒ (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝገበርናዮ ሃገራዊ ራኢን ፃዕርን ፍረ ክህብ ጀሚሩ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ን6 ኣዋርሕ…