ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ሆንግ ኮንግን ኔዘርላንድስን ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተመደበ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሆንግ ኮንግ ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ 2026 ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንክ ኦፍ ቻይና ሆንግ ኮንግ-ዙሃይ-ማካዎ፤ ብወገን ደቂ ተባዕትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ንምግባር ዝተተለመ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ንዕቤት ኢኮኖሚ ዘለዎ ኣበርክቶ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምረት ጠለባት ልምዓት ህዝቢ ትግራይ ንምምላእ ብትግሃት ክሰርሕ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲሞክራስያዊ ፓርቲ ስምረት ጠለባት ልምዓት ህዝቢ ትግራይ ንምምላእ ብትግሃት ክሰርሕ እዩ ኢሎም ኣቦ ወምበር እቲ ፓርቲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ። እቲ ፓርቲ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ መቐለ የካይድ ኣሎ። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ እዋን…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ን68 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ን68 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ቤት ፅሕፈት ስራሕን ክእለትን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሚልዮን ማቴዎስ ከምዝገለፁዎ፤ ኣብታ ከተማ ኣብዚ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝለምዑ መሰረተ ልምዓታት ስፖርት ንመናእሰይ ዓብዪ ኣበርክቶ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብልምዓት ወሰን ሩባን ኮሪደርን ዝማዕበሉ መሰረተ ልምዓታት ስፖርት መናእሰይ ኣካላዊ ብቕዓቶም ንኸዕብዩን ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ተወዳደርቲ ክኾኑን ዓብዪ ኣበርክቶ ይገብሩ ኣለዉ። ስድራቤት ካራቴን ማርሻል ኣርትን ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወለዶ ንዝለዓለ ዓወት ክብርትዕ ምትብባዕኩም ቀፅሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ ብኽብሪ ሓፍ ኣቢልኩም ምውልብላብኩም ከምኡ እውን ሓዱሽ ወለዶ ንዝለዓለ ዓወት ክብርትዕ ምትብባዕኩም ቀፅሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነትን ብሄራዊ ረብሓታትን ክንሕሉ ዝኽእል ግዚኡ ዝጠልቦ ብቑዕ ሰራዊት ተሃኒፁ እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላውነትን ብሄራዊ ረብሓታትን ክሕሉ ዝኽእል ንዘበኑ ዝምጥን ብቑዕ ሰራዊት ተሃኒፁ እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኮሌጅ ኣዛዚነትን ስታፍን ምክልኻል፣ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሓምለዋይ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ኣብነት ዝኾነት ሃገር ኮይና ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2026 0 መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኢትዮጵያ ብሓምለዋይ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ኣብነት ዝኾነት ሃገር ኮይና ኣላ። ለውጢ ክሊማ ንምፅዋር ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ፣ ዘላቒ ዕቤት ኢኮኖሚ፣ ከምኡ እውን ድሕንነትን ብሄራዊ ረብሓን ንምሕላው ቁልፊ ሜላታት እዮም። ብፍልፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ን32 ሰበባት ሽመት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ን32 ሰባት ሽመት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ምሃቦም ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ብሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 መሰረት ብምግባር፡- ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ንምፍላይ ዝገበሮ ፃዕሪ ኣይተሳኸዐን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ንምፍላይ ዝገበሮ ፃዕሪ ከምዘይተሳኸዐን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፤ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ…