ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ኣብ ከተማ ባህርዳር ዙሪያ ቃላይ ጣና ዝርከብ ነበር ሆቴል ጣና ዓለም ለኸ ደረጃኡ ብዝሓለወ መልክዑ 'ፎር ፒ ቢ ኤስ' ብዝብል…