Fana: At a Speed of Life!

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኤስፒን ቤርዝ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ክተሓባበራሎም ዝኽእላሎም ብዙሓት ዓውዲታት ከምዘለዉ ገሊፆም። ኣብ ሞንጎ…

ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝመፅኡ ዓለም ለኸ ክሲታት ምምካት ተኻኢሉ – ሃና ኣርኣያስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም)ውፅኢታዊነት ስርዓት ፍትሒ ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝመፅኡ ዓለም ለኸ ክሲታት ምምካት ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን በጀት ዓመት 2018 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ድርብ ሓላፍነት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ትኹረት ተዋሂቡዎም ናብ ተግባር ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ጉዳያት ዲጂታል ቴክኖሎጂ ሓደን ቀንዲን ኢዩ። ብፍላይ ቅድሚ ሕዚ ዘይተሰርሐሉን ናይ ዘመፅእ ዘበን ወሳኒ ትኹረት ዝኾነ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ሰብ ስራሕ…

ምውፋር ስራሕ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውፋር ስራሕ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዘተኣማምንን ክኸውን ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢሉ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሓዱሽ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ጠሚቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት…

ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንኽኸውን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንኽኸውን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ “ብሳይንስን ፈጠራን ዝደንፈዐ ትውልዲ ንተምሳሌታዊ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ መበል…

ብፅሒት ትራንስፖርት ባቡር ናብ 17 ሚኢታዊ ክብ ከብል ክኢሉ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ትራንስፖርት ባቡር ንምስፋሕ ብዝተገበረ ፃዕሪ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ብፅሒት 17 ሚኢታዊ ክብ ምባል ተኻኢሉ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን…

ኣብ እዋን ለውጢ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምስፋሕ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ሕርሻ ካብ ባህላዊ ሜላ ኣተሓራርሳ ናብ ሜካናይዜሽን ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ ተወጊኖም ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም…

ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ሓደ ደረጃ ክብ ዘብል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን። ባይቶ ወከልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዘበን መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን…

ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየር ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየርን ካብ ሓላፍነቱ ኣሰናቢተቶ፡፡ እታ ጋንታ ነቲ ኣሰልጣኒ ዘሰናበተተቶ ድሕሪ 114 ዓመት ንፈለማ እዋን ምንም ሸቶ እንተየመዝገበት ሓሙሽተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ስዕረት ምትእንጋዳ ስዒቡ ኢዩ፡፡…

ትካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ንህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ካብ ትካላት መንግስቲ ኣሜሪካ፣ ዋና ዋና ትካላት ፋይናንስን ፍሉጣት ኩባንያታትን ልዑል ሓገዝ ረኺባ። እቶም ትካላት ኣብ ዋሽንግተን መድረኽ ፋይናንስ ሮድሾው ነቲ ፕሮጀክት ሓገዝ ከምዝገብሩ…