ቢዝነስ ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም። ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ሃገራዊ ፓኬጅ መተግበሪያ ሰነድ ልምዓት ቡን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፃንሒቶም ዝቐሰሙዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ብምልዋጥ ንኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅ ክተግሁ ኣለዎም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፃንሒቶም ዝቐሰሙዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ብምልዋጥ ንኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅ ክተግሁ ኣለዎም ኢለን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ መርሃ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ምድብ መወዳእታ ፀወታታት… Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ኣብ ምድብ ትሽዓተ ዝርከባን ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ብምዕዋት ኣቐዲመን ናብ 32…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ብኩሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብብርኪ ሃገር እናተወገነ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ካብ ምፅዋር ጀሚሩ ብኹሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ ኣባላት፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትሕብባር ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣፍሪካን ዘድሀበ መድረኸ ዘተ "ሂሊ ዲያሎግ ኣፍሪካ ኤዲሽን" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲቲዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 57 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ምክር ቤቱ ተወያይቶ ውሳኔ ያሳለፈባቸው ጉዳዮች እንደሚከተለው ቀርበዋል፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፤…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቬንዙዌላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 235 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቬንዙዌላ ከተማ ካራካስን ግዝኣት ላ ጓይራን ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ 235 በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ስዒቡ ኣብ ዝፈራረሱ ገዛውቲ ዝርከቡ ሰባት ናይ ምትእልላሽን ስራሕቲ መድሕን ህይወትን ተጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ፡፡ ኣብቲ ዕላዊ መግበሪ መግለፂ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃደስንቄታትን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽክር ንኢትዮጵያ ነፅንዕ … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ምኽክር/ዘተ ዝተሓላለኹ ፀገማት ብሰላማዊ፣ ብልጡንን ዘላቒ ብዝኾነን መገዲ ንምፍታሕ የኽእል፡፡ ጎንፂታት ብሓይሊ ንምፍታሕ ካብ ምፍታን ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ብምልዛብ ንምፍታሕ ምስራሕ ኩለመዳይ ረብሓታት ኣለዉዎ፡፡ ምዝታይ ወዲ ሰብ ካብ ዘማዕበሎም ኣዚዮም ስልጡናት፣ ሰላማዊን ዘላቒን ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ትትግብር… Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሕልኽላኽ በድሆታት ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ብሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምፍታሕ፣ ናብ ዝለዓለ ብራከ ምዕባለ ምሽጋር ከምአትኽእል በቢእዋኑ ንዓለም ተርእይ ኣላ። ኢትዮጵያ ምትግባር ከምእትኽእል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝጀመረቶ መሓዊራዊን ኩለመዳይን መመሓየሺ ኢኮኖሚ ናብ ጭቡጥን ዘላቒን ዓወት…